ኣስመራ — ምስ በበይኑ ኣካላዊ ስንክልና ዝነብሩ ዜጋታት ኣብ ሓድሕድን ኣብ መንጎ ሕብረተሰብን ዘሎ ርድኢት ንምጽባብ ዝዓለመ ምርኢት ፋሽን ብ6 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ተኻዪዱ ነይሩ። እቲ ኣጋጣሚ ነቲ ብ3 ታሕሳስ ተዘኪሩ ዝውዕል ዓለማዊ መዓልቲ ምስ ስካላዊ ስንክልና ዝነብሩ ዜጋታት ንምዝካር’ውን ዝዓለም’ዩ ነይሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ብተሳተፍቲ ዝቐረበ ምርኢት ክዳውንቲን ነቲ ሕብረተሰብ ዝጸንሐ ግንዛበ’ውን ክእርም ዝኽእል ምዃኑ ካብ ኣደላውቲን ተሳተፍቲን ይገልጹ።
ምርኢት ፋሽን ምስ ኣካላዊ ስንክልና ዝነብሩ ኣካላት ሕብረተሰብ
ታሕሳስ 18, 2024
Embed
The code has been copied to your clipboard.
width px height px
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available
0:00 0:06:01 0:00
ምርኢት ፋሽን
ኣስመራ —
ምስ በበይኑ ኣካላዊ ስንክልና ዝነብሩ ዜጋታት ኣብ ሓድሕድን ኣብ መንጎ ሕብረተሰብን ዘሎ ርድኢት ንምጽባብ ዝዓለመ ምርኢት ፋሽን ብ6 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ተኻዪዱ ነይሩ። እቲ ኣጋጣሚ ነቲ ብ3 ታሕሳስ ተዘኪሩ ዝውዕል ዓለማዊ መዓልቲ ምስ ስካላዊ ስንክልና ዝነብሩ ዜጋታት ንምዝካር’ውን ዝዓለም’ዩ ነይሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ብተሳተፍቲ ዝቐረበ ምርኢት ክዳውንቲን ነቲ ሕብረተሰብ ዝጸንሐ ግንዛበ’ውን ክእርም ዝኽእል ምዃኑ ካብ ኣደላውቲን ተሳተፍቲን ይገልጹ።
| # | Наименование новости | Тональность | Информативность | Дата публикации |
|---|---|---|---|---|
| 1 | ጽንብል ድርብ በዓላት | 0 | 7.99 | 27-12-2023 |
| 2 | እታ ዘይትድቅስ ከተማ ካምፓላ--“ኣይትተሃወኽ” | 0 | 9.2 | 01-08-2023 |
| 3 | Аҩӡба далацәажәеит Аџьынџьтәылатә еибашьра Ду алагара амш | 0 | 5 | 22-06-2026 |
| 4 | Halk maslahatynda ediler öýdülýän teklipler ilatda 'uly alada' döredýär | 0 | 8.28 | 04-08-2026 |
| 5 | "Акәты ззырымшьуа, ашԥы деилаҳауан": акәытқәа ирыхҳәаау ажәаԥҟақәеи ажәлар разгәаҭарақәеи | 0 | 5 | 27-06-2026 |
| 6 | Esgerler gowaça otagyna çekilýär, yssy howada kanal suwuny içen ýigitler keselleýär | 0 | 8.1 | 05-08-2026 |
| 7 | Ахба далацәажәеит аԥхын аԥсшьара аамҭа алагамҭа шымҩаԥысуа атәы | 0 | 5 | 27-06-2026 |
| 8 | ዕላል ካብ ነበርቲ መንደፈራን ዓድግራትን ብዛዕባ በዓላት ጳጉመን ሓንሰ-መስቀለን | 0 | 6.67 | 06-09-2023 |
| 9 | БҮРЕЛӘР ҺӘМ ҺУНАРСЫ (Дауамы - 3) +++++++++++++++++ Уйҙар тулҡынына күмелеп ... | 0 | 7.67 | 23-07-2026 |
| 10 | Replication Data for: Bringing Autocracy Home? How Migration to Autocracies Shapes Migrants' Support for Democracy | 0 | 5.4 | 20-08-2026 |