ዋሽንግተን — ቅንያት ሓንሰ-መስቀለን ሓዲሽ ዓመትን`ዩ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ካብ ሎሚ ረቡዕ ዝጀመረ ጳጉመን ንሹድሽተ መዓልታት ዝቕጽል ክኸውን ከሎ፡ ዝመጽእ ሰሉስ ቅዱስ ዮውሃንስን ሓዲሽ ዓመትን ክኽበር`ዩ። ንምዃኑ ኣብ ቅንያት ጳጉመን ሓንሰ-መስቀለን እንታይ ይግበር? ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን`ከ ብኸመይ ይብዓል? ኣርባዕተ ኣጋይሽ ተዓዲሞም ኣለዉ። ስነ-ጥበባዊ ኣማኑኤል ጎይትኦምን ዮሃና ኣበራን ካብ መንደፈራ ዞባ ደቡብ ኤርትራ ፡ ኣልማዝ ዮሃንስን ትርሓስ መብርሃቱን ድማ ካብ ዓድግራት ክልል ትግራይ ኢትዮጵያን `ዮም።
ዋሽንግተን —
ቅንያት ሓንሰ-መስቀለን ሓዲሽ ዓመትን`ዩ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ካብ ሎሚ ረቡዕ ዝጀመረ ጳጉመን ንሹድሽተ መዓልታት ዝቕጽል ክኸውን ከሎ፡ ዝመጽእ ሰሉስ ቅዱስ ዮውሃንስን ሓዲሽ ዓመትን ክኽበር`ዩ። ንምዃኑ ኣብ ቅንያት ጳጉመን ሓንሰ-መስቀለን እንታይ ይግበር? ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን`ከ ብኸመይ ይብዓል? ኣርባዕተ ኣጋይሽ ተዓዲሞም ኣለዉ። ስነ-ጥበባዊ ኣማኑኤል ጎይትኦምን ዮሃና ኣበራን ካብ መንደፈራ ዞባ ደቡብ ኤርትራ ፡ ኣልማዝ ዮሃንስን ትርሓስ መብርሃቱን ድማ ካብ ዓድግራት ክልል ትግራይ ኢትዮጵያን `ዮም።
| # | Наименование новости | Тональность | Информативность | Дата публикации |
|---|---|---|---|---|
| 1 | ጽንብል ድርብ በዓላት | 0 | 7.99 | 27-12-2023 |
| 2 | ኢትዮጵያን በዓለም አቀፍ ዲፕሎማሲ ዐይን የቃኘ መጽሃፍ ለንባብ በቃ | 0 | 11.82 | 10-10-2023 |
| 3 | ፃንሖት ምስ ኣርቲስት ደስታ ሓጎስ | 0 | 5.98 | 13-12-2023 |
| 4 | Ethiopia: Ethiopians Make Up Overwhelming Majority of Migrants Arriving in Yemen Amid Worsening Regional Conditions | 0 | 11.35 | 12-08-2026 |
| 5 | Mooraa Baqattootaa Keeniyaatti Argamu Keessatti Dhukaasa Poolisoonni Bananiin Baqattoota Afur tu Madaa'e | 0 | 6.89 | 04-03-2025 |
| 6 | Itti fayyadama Bishaanii Kuusaa laga Abbayyaa Irratti Walii Galteen Jiru Hojii Irra ooluu Muummichi Ministeera Abiy Ahimed Beeksisaniiru | 0 | 7.72 | 14-10-2024 |
| 7 | Ethiopia’s last Emperor | 0 | 16.67 | 23-07-2026 |
| 8 | ምርኢት ፋሽን ምስ ኣካላዊ ስንክልና ዝነብሩ ኣካላት ሕብረተሰብ | 0 | 5.07 | 18-12-2024 |
| 9 | Премьер Эфиопии заявил, что на стороне повстанцев Тыграя сражаются иностранцы | 0 | 0 | 01-11-2021 |
| 10 | Хиджра в Эфиопию и бойкот рода Бану Хашим: испытания ранних мусульман | 0 | 8.88 | 25-07-2026 |